logo
episode-header-image
Yesterday
8m 48s

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025)

SBS Audio
About this episode
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025) * ዕጡቓት ሓይልታት ሑዚ ናይ የመን ካልኣዮም ኣብ’ዚ ሰሙን ዝኾነ መጥቃዕቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓንቲ ንግዳዊት መርከብ ድሕሪ ምጥሓሎም 4 ኣባላታ ክሞቱ’ንከለዉ 15 ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽቡን * ናይ ኣየርን መሬትን መጥቃዕታታ ኣብ ዝወሰኸትሉ እዋን ሩስያ ክብረወሰን ዝኾነ 728 ድሮናትን 13 ሚሳይላትን ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተኲሳ * ፕሪምየር ግዝኣት ታዝመንያ ጀረሚ ሮክሊፍ ቅድሚ’ቲ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ግዝኣታዊ ምርጫ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ነበርቲ ንዝኮኑ ማሕበረሰባት ከይዱ ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ ኣካይዱ 
Up next
Today
"ሰብኣይን ሰበይትን ማዕረ ኢኻ፣ እቲ ማዕርነትካ ግን ግቡእካ እናፈጸምካ'ዩ" - ዕላል ምስ ክኢላ ስነልቦና ዮሃንስ ፈርናንዲኖ ድራር (2ይ ክፋል)
ኣቶ ዮሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር ኣብ ከተማ ኦታዋ፡ ካናዳ፡ ዝነብር ኤርትራዊ ካናዳዊ ኮይኑ ናይ ሓያሎ ዓመታት ተሞክሮ ዘለዎ ክኢላ ስነልቦና’ዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ህዝባውያን መድረኻት ብዙሕ ኣስተምህሮን ምኽርን ዝህብን ዝጽሕፍን’ዩ። ዝሓለፈ ዓመት 'መባእታዊ ትምህርቲ ጥዕና ኣእምሮ' ትብል መጽሓፍ ኣዳልዩ ንሕትመት ኣቕሪቡ። ኣብ ዙርያ ጥዕና ኣእምሮ፣ ጽልዋታት ስደትን ሓድሽ ናብራን፣ ህጻናትን መንእሰያትን፣ ወዘተ ኣብ ቀዳማይ ... Show More
11m 37s
Yesterday
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025)
ቀጥታ ምሉእ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሓምለ 10, 2025) * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ ጸብጻባት ልኡኽና፣ * ኤርትራ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ተቖጻጺራ ምህላዋ ፍሉይ ራፖርተር ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ፣ * ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ኣቶ ቢንያም በርሀ ምስ ሓለፍቲ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ቁጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ርክብ ኣካይዱ፣ * ኣብ ኣሜሪካ ዋሺንግተን ዲሲ ዝርከቡ ዲያሰፖራ ተጋሩ ዓብይ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፣ ... Show More
47m 53s
Jul 9
ኣብ ዝመጽእ መረጻ ኣይክሳተፍን'የ (ፕሮፌ. ብርሃኑ ነጋ)፣ ኤርትራ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ትቆጻጸር (ፍሉይ ራፖርተር ው. ሕ. ሃ.)፣
ጸብጻብ ዜናታት ልኡኽና (10/07/2025) * ኤርትራ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ተቖጻጺራ ምህላዋ ፍሉይ ራፖርተር ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ፣ * ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ኣቶ ቢንያም በርሀ ምስ ሓለፍቲ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ቁጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ርክብ ኣካይዱ፣ * ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዋሺንግተን ዲሲ ዝርከቡ ዲያሰፖራ ተጋሩ ዓብይ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፣ * መራሒ ኢዜማ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብ ዝመጽእ መረጻ ኢትዮጵ ... Show More
7m 19s
Recommended Episodes
Sep 2023
بین لاقوامی سری لنکن کرکٹر جنسی زیادتی کے الزمات سے بری قرار
سری لنکن بین الاقوامی کرکٹر دانوشکا گوناتھیلاکا پر بغیر رضامندی کے جنسی تعلقات کا الزام عائد کیا گیا تھا ۔ یاد رہے کہ ٹیسٹ بلے باز پر گزشتہ سال ٹیم کی ٹی ٹوئینٹی ورلڈ کپ کمپئین کے دوران ایک ڈیٹنگ ایپ پر ملنے والی خاتون کے ساتھ جنسی زیادتی کا الزام لگایا گیا تھا۔ لیکن اب عدالت نے ... Show More
3m 48s
Jul 2024
افزایش ارزش دالر آسترالیایی در مقابل ارزهای خارجی؛ خبر خوش به مسافران
‏در اواخر هفته گذشته ارزش دالر آسترالیا به بلندترین حد در ۶ ماه گذشته رسید. بلند رفتن ارزش دالر آسترالیایی می‌تواند خبر خوش برای کسانی‌که نیت مسافرت دارند باشد، اما این بستگی به محل سفر نیز دارد. 
5m 30s
Jul 2024
د هوا په ګرمېدو سره په کابل ښار کې د برېښنا پرچاوي خلک اندېښمن کړي
د برېښنا ریاست که څه هم د پرچاوۍ د زیاتوالي ستونزه مني خو ډاډ ورکوي چې د حل په موخه يې یو لړ بنسټیزې پروژې ترلاس لاندې لري. 
6m 21s
May 2023
په غير اسلامي هيوادونو کې د حلال غوښې کارولو معيار کوم دی؟
د حلال تصدیق يا سند څه شی دی او ولې په دې اړه بحثونه کیږي؟ د استرالیا ملي امامانو شورا یو راپور خپور کړ چې د چرګانو د ذبح کولو پروسې معاینې وروسته يې د ځينو تګلارو خلاف بيان ورکړ او وويل، چې د CAS سره چرګانو ذبح کول حلال نده. ولې لدې اعلان وروسته د علماوو يوې بلې ډلې دا خبر رد کړ ... Show More
18m 2s