logo
episode-header-image
Jun 2023
9m 15s

ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ክልተ ዓለም-ለኻዊ መረጋገጺ ዘለዎም ክ...

SBS Audio
About this episode
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ክልተ ዓለም-ለኻዊ መረጋገጺ ዘለዎም ክታበታት ሕማማት እንስሳታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማ መቐለ ካብ 50 ክሳብ 60 ሽሕ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ሕ/ሰብ ክፈትሕ ትፅቢት ዝግበረሉ ሪልስቴት ክህነፅ ሰነድ ተፈሪሙ። ማእሰርቲ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢሰመኮ ጸዊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣምሓራ 200 ዕጡቓት ከም ዝደምሰሰ ገሊጹ። ኣብ ከባቢ ዶብ ትግራይን ኤርትራን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ። 
Up next
Oct 9
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ጥቅምቲ 2025)
ሎሚ ሓሙስ 09 ጥቅምቲ 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ፡ ንሱዳናዊ ኣዛዚ ሚሊሻ ዓሊ ሙሓመድ ዓሊ ዓብድ-ራሕማን ፡ ቅድሚ 20 ዓመት ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኲናትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ገበነኛ ከምዝኾነ ኣረጋጊጹ ። ነቲ ኣብ ግጭት ዳርፉር ዘጋጠመ ኣስታት 300,000 ሰባት ዝቐተለን ብግምት ካብ 2.7 ሚልዮን ሰባት መዛበለን ግፍዒ ፡ ናይ ፈለማ ብይን ኣህጉራዊ ቤት ... Show More
53m 39s
Oct 9
ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ካልኦት ማሕበረሰባት ዲያስፖራን ዝበጽሖም ስግረዶባዊ ጭቆናን ክትትል መንግስቲ ኣውስትራሊያን፡ (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ)
ኣርእስታት ዜና፥ ክፍሊ ውሽጣዊ ጉዳያት፡ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ብዙሓት ማሕበረሰባት ዲያስፖራ ዝበጽሖም ስግረዶባዊ ጭቆና ዒላማ ዝገበረ ጻዕርታት ንምምካት ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝገበሮ ጻዕርታት ንሰኔት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኣብ ግብጺ ዝግበር ዘሎ ዝርርብ ሰላም ሓማስ ዝርዝር ኣስማት እቶም ብጅሆ ተታሒዞም ዘለዉን ክፍትሑ ዝደልዮም ፍልስጢኤማዊያን እሱራት ኣረኪቡ፣ ኤርትራ፡ ነቲ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ብዝዕባ ሃገሩ "ብዘይፍት ... Show More
12m 5s
Oct 8
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ብዛዕባ ጅምላዊ ቅትለት ዳርፉር ኣብ ናይ ፈለማ ብይኑ ኣሕሊፉ።
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ፡ ንሱዳናዊ ኣዛዚ ሚሊሻ ዓሊ ሙሓመድ ዓሊ ዓብድ-ራሕማን ፡ ቅድሚ 20 ዓመት ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኲናትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ገበነኛ ከምዝኾነ ኣረጋጊጹ ። ነቲ ኣብ ግጭት ዳርፉር ዘጋጠመ ኣስታት 300,000 ሰባት ዝቐተለን ብግምት ካብ 2.7 ሚልዮን ሰባት መዛበለን ግፍዒ ፡ ናይ ፈለማ ብይን ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን እዩ ። ሙሳብ ሓሰን ዝበሃል ካብዚ ጃምላዊ ቅትለት ዝደሓነ ሰብኣይ: እቲ ብይ ... Show More
8m 34s
Recommended Podcasts
من جيل لجيل
SBS Audio
عربي Best of SBS
SBS Audio
SBS News
SBS Audio
SBS News
SBS Audio
SBS Learn English
SBS Audio
أس بي أس تتحقق
SBS Audio
وراء الخبر
SBS Audio
Learn English Assyrian
SBS Audio
من أستراليا
SBS Audio
SBS Assyrian
SBS Audio